Press statement

تصريح صحفي

تصريح صحفي

23/1/2013

Press statementإيمانا من جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية والمنتدى الإرتري للحوار من أجل التغيير، بأهمية توحيد الرؤى والجهود من أجل تسريع الخطى نحو تحقيق التغيير الوطني الديمقراطي في إرتريا من خلال إسقاط نظام القهر والاستبداد في إرتريا والذي يجب أن يأخذ الأولوية الأولى في عملنا النضالي في هذه المرحلة، وكذلك العمل الجاد من أجل توحيد جهود الوطنيين الإرتريين على هذه الأرضية، تنظيمات سياسية كانت أم منظمات مجتمع مدني، متخذين الحوار وسيلة مهمة وفعالة لتحقيق الاصطفاف الوطني الديمقراطي بين قوى التغيير، عقد الطرفان سلسلة من اللقاءات وتوصلا إلى مجموعة من التفاهمات. وبناءً عليها وضعا خطة عمل لترجمتها على أرض الواقع.

كما أكد الطرفان بأنهما سيسخران جهودهما النضالية كافة من أجل صيانة الوحدة الوطنية للشعب الإرتري التي ترسخت بدماء الشهداء، وتصعيد النضال المشترك لإسقاط النظام الديكتاتوري القائم في إرتريا الذي أصبح المهدد الرئيسي لوحدة إرتريا وسيادتها الوطنية، مؤكدين على أهمية العمل بالتنسيق والتفاهم المشترك في مجالات تحريك الشارع الإرتري لمحاصرة النظام، وفضح سياساته من خلال المظاهرات وتنظيم الاجتماعات والندوات. وفضلا على ذلك اتفق الطرفان على العمل المشترك في المجال الدبلوماسي والقيام بالاتصال بالحكومات والمنظمات غير الحكومية بهدف كسب مناصرين للنضال العادل لشعبنا. كما أكد الطرفان على تبادل المعلومات التي من شأنها أن تساعد في معالجة العديد من المشكلات الوطنية، وخاصة الطارئة منها، برؤية مشتركة. وعلى صعيد قوى المعارضة الوطنية، داخل المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي وخارجه، اتفق الطرفان على إيجاد تصور مشترك لتوحيد جهودها بما يخدم النضال من أجل التغيير الديمقراطي في إرتريا.

أشاد الطرفان بالحراك الذي قامت به وحدات من الجيش الإرتري والتي عرفت بالحركة التصحيحية، معتبرين إياها، على الرغم من عدم تحقق أهدافها آنيًّا، خطوة باتجاه التجرأ على النظام الديكتاتوري القمعي، وبادرة تشير إلى إمكانية انحياز الجيش الإرتري إلى صف شعبنا المطالب بالحرية والعدالة.

 

عن/ جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية                               عن/ المنتدى الإرتري للحوار من أجل التغيير

فسهاظيون قبري                                                         عمر جابر عمر

مسؤول مكتب العلاقات الخارجية                                            رئيس مجلس إدارة المنتدى

 

ጋዜጣዊ መግለጺ

 

23/01/2013

 

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኤርትራዊ ፎርም ንዘተን ልዝብን፡ መስርሕ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገርና ንምቅልጣፍን ጨቋንን ገባትን ስርዓት ኤርትራ ኣውዲቅካ፡ ሃገራውን ዲሞክራስያውን ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምርግጋጽን ቀዳማይ ቦታ ክሕዝ ይግባእ ዝብል እምነቶም፡ ዑቱብ ስራሓት ብምክያድ ኩሉ ዓቕምታት ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ኣገደስቲ ሃገራውያን ባእታታትን፣ ኣብ ሓደ ባይታ ብምስማርን፡ ንሃገራውን ዲሞክራስያውን ሓይልታት ለውጢ ናይ ምጥርናፍ መስርሕ፡ መርሆ ዘተን ልዝብን ምክታል እቲ ኣገዳስን ግብራውን መሳርሒ ምዃኑ ብምእማንን፡ ክልቲኡም ሸነኻት ኣብ ብዙሓት ነጥብታት ሓባራዊ ምርድዳእ በጺሖም ። እዞም ሓባራዊ ነጥበ ስምምዓት ድማ ኣብ ግብሪ ንኣወዓዕልኦም ብዝምልከት ናይ ሓባር ትልሚ ሓንጺጾም። ክልቲኦም ሸነኻት፡ እቲ  ብደም ስዉኣትና ዝዓዅኸ ሃገራዊ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ምዕቛብን፡ ንሓድነት ህዝብናን ልዑላውነት ሃገርናን ቀንዲ ሃዳዲ ኰይኑ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ምውዳቕን፡ ካብ’ቶም ኣብ ቃልስና ቀዳምነት ዝሕዙ ጉዳያት ብምዃኖም ኩሉ ዓቕምታቶም ኣብ’ዚ መዳይ’ዚ ከዋፍሩ ድልውነቶም ኣረጋጊጾም። ብተወሳኺ  ስርዓት ኤርትራ ንምንጻሉን ኣዕናዊ መርሆኡ ንምቅላዕን፡ ሰላማዊ ሰልፍታትን ሰሚናራትን  ብምድላው፡ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ቃልሲ ብዕቱቡነት ንክሳተፍ ተወሃሂድካን ተራዳዲእካን ሓባራዊ ስራሓት ንምክያድ ዕዙዝ ተደላይነት ከም ዘለዎ ርእዮም። ከምኡ’ውን ንፍትሓዊ ጉዳይ ህዝብና ደገፍቲ ንምርካብ፡ ኣብ መዳይ ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ምስ ኣህጉራዊ ውድባትን መንግስትታትን ሓባራዊ ጐስጓስ ንከካይዱ ተሰማሚዖም። 

 

ክልቲኦም ወገናት፡ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ዘጋጥሙ ዝተፈለለዩ ጸገማት ብፍላይ ድማ ህጹጽነት ዘለዎም ምስ ዝዀኑ፡ ኣብ ምእላይ ዝሕግዙ ሓሳባት ንምልውዋጥ፡ ኣብ ስምምዕ በጺሖም። ንኣብ ሃገራዊ ባይቶ ዘለዉን ወጻኢ ካብኡን ዘጠቓለለ ሓድነት ተቓውሞ ሓይልታት ንምርግጋጽ ብዝምልከት፡ ሓባራዊ ኣመላኽታ ንኽህልዎም ቀጻሊ ዘተን ልዝብን ንኸካይዱ ተረዳዲኦም።

 

ክልቲኦም ወገናት፡ ነቲ ብኣራሚ ምንቅስቓስ ዝፍለጥ፡ ብሓልይልታት ሰራዊት ኤርትራ ዝተኻየደ ስርሒት ብምምጓስ፡ ዋላ’ኳ ዕላማታቱ ብምሉኡ ዘጌት እንተዘይተረጋገጸ፡ ተባዕ ስጉምቲ ኣንጻር ጨቛኒ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ጐድኒ ሓርነትን ፍትሕን ዝሓተት ዘሎ ህዝብና ደው ክብል ቅሩብ ምዃኑ ዝሕብር ዓቢ ምልክት ኢዩ። 

 

ስለ/ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ                                                    ስለ/ ኤርትራዊ ፎርም ንዘትን ለውጥን

 

   ፍስሃጽየን ገብረ                                                                            ዑመር ጃብር ዑመር                                                   

 

ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታት                                                      ኣቦ መንበር ምምሕዳራዊ ባይቶ

 

 

 

 

 

 

 

شاهد أيضاً

Click here to listen

لقاء رئيس المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإريتري للتغيير الديمقراطي مع مسؤولي الاتحاد الاوروبي

لقاء رئيس المكتب التنفيذي للمجلس الوطني الإريتري للتغيير الديمقراطي مع مسؤولي الاتحاد الاوروبي  {datmp3}encdc.mp3{/datmp3} عقد …